ዝሓለፈ ትምህርቲ
-
ሃይማኖት፡ “ሀይመነ፥ ኣመነን ተኣመነን” ካብ ዝብል ናይ ግእዝ ግሢ ዝወፅአ ስም ኮይኑ፡ ትርጕሙ ኸኣ ምእማንን ምእማንን (እሙን ምዃንን) ማለት እዩ። እምነት፡ “አምነ፥ ኣመነ” ካብ ዝብል ግሢ ዝመንጨወ ኾይኑ፡ ት...
-
ህልውና እግዚኣብሔር, - እግዚኣብሔር ዘይምርመር ረቂቕ ኣብዚ ተረኺቡ ዘይበሃል ቀዳማዊ በዚ ጊዜ ይሓልፍ ዘይበሃል ዳሕራዊ ነዛ ዓለም ካብ ዘይምንባር ናብ ምንባር ኣምጺኡ ዝፈጠረ ዳግማይ ውን ንዓለም ካብ ምንባር ናብ ...
-
ኣዕማድ፦ ተሸካሚ ዓንዲ ማለት እዩ። መሰርት እምነት ናይ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤ/ክ’ውን ናይ ሃይማኖት መሰረት ከምዝኾነ ትኣምንን ተምህርን ንሓሙሸተ ኣእማደ ሚስጥር ኢዩ። ኣእማድ ማለት ዓምድታት ማለት ኢዩ። ሚስጥር ማለት...
-
ጸሎት ጸሎት ማለት ንእግዚኣብሔር ምምስጋን፡ ናይ ኃጥያትና እቅረታ ንእግዚኣብሔር እንልምነሉ ኮይኑ፡ ንሕይወትና ኣድላይን ጠቃምን ኹሉ ንምልማን ሓሳባትና ብመንፈሳዊ መንገዲ ናብ እግዚኣብሔር ዝቀርብ እዩ...
-
v ዝኾነ ዘረባ ቃል ቅድሚ ምምላቚካ ብዛዕባ እትዛረቦ ዘለኻ ነገር ሓቅነቱን ጠቓምነቱን ኣስተውዕል። v ቃል ኣብ እትኣትወሉ እዋን ጥንቃቐ ግበር። ንዝኣተኻዮ ቃል ድማ ብእምነት ተግብር። v ብዛዕባ ካልኦት...
-
ምስጢር ቃሉ ናይ ግሪኽ ቋንቋ ክኸውን ከሎ ብግእዝን ብትግርኛን ክትርጎም ከሎ ስዉር ሕቡእ ዘይርአ ማለት ኢዩ። ምስጢራተ ቤተ ክርስትያን ክንብል ከሎና ልክዕ ከምቲ ምስጢርካ ንፈታዊኻ ወይ ከኣ ንቀረባ ዘመድ እንተዘይኮይኑ ...
-
ነገረ ድኅነት ፥ ኣቦና ኣዳም ካብ ዝወደቖ ኃጢኣት ብኸመይ ከም ዝደኃነን ንሕና ደቁ ብኸመይ ከምእንድኅንን መንግሥተ እግዚአብሔር ከምንወርስን ዝምህር ትምህርቲ ቤተ ክርስቲያን እዩ። መበገሲ ትምህርቲ ነገረ ድ...
-
ናይ ቅዱሳን ኣማላድነት ቅዱሳን ዝብል ቃል ንጹሃን ፉሉያት ዝብል ትርጉም ይህበና። እዚ ቃል እዚ ናይ እግዚኣብሔር ናይ ባህሪ መግለጺኡ አዩ። እግዚኣብሔር ብባህሪኡ ቅዱስ ስለዝኾነ ቅዱሳን ዝብል ቃል ነቶም ብባ...
-
ካብ ምሥጢረ ሥጋዌ ኣቐዲሙ ንነገረ ማርያም ምምሃር ይግባእ ንምንታይ እንተተባህለ ጎይታናን መድሓኒናን ኢየሱስ ክርስቶስ ሰብ ዝኾነ ሥጋ ዝለበሰ ካብ ኣዴና ቅድስት ድንግል ማርያም ስለ ዝኾነ እዩ ። ንነገረ ማርያም ከይተመ...